ኣድራሻ

ንመሰል ምቕማጥ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ድዩስ ብዛዕባ ኣብ ቤልጂዩም ዘለኩም ሃለዋት ብዝምልከት ሕቶ ኣለኩም ዶ? ናብ ናይ ፌዳሲል ነቝጣ ሓበሬታ ናይ ማእከል ምቕባል መጻእተኛታት ብምቕራብ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

እቲ ኣብ ማእከል ምቕባል መጻእተኛታት ዝርከብ ነቝጣ ሓበሬታ ብቘጸራ ጥራይ እዩ ዝኽፈት። ንነቝጣ ሓበሬታ ብተሌፎን ወይ ኢመይል ተወከሱ።

ንነቑጣ ሓበሬታ ተወከሱ
ተሌፎን፦ +32 (0) 2 227 41 51 (ካብ ሰዓት 9፡00 ቅ.ቀ. ክሳብ ሰዓት 12፡00 ቀትሪ፡ ከምኡ ድማ ካብ ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ. ክሳብ ሰዓት 5፡00 ድ.ቀ.)
ኢመይል፡ dispatching@fedasil.be

ኣድራሻ ነቝጣ ሓበሬታ 

Rue de Passchendaele 2

1000 Brussels