ሰነዳትኩም ንኽምለሱልኩም ሕተቱ

ኣብ ምጅማር መስርሕ ዕቚባኹም፡ ነቶም መንነትኩም ዘለልዩ ሰነዳት (ፓስፖርት፡ መለለዪ ወረቐት መንነት) ናብ ቤት-ጽሕፈት ኤሚግሬሽን ወይ ትካል CGRS (CGRA/CGVS) ከተረክብዎም ይግባእ።

መንነት ዘለልዩ ሰነዳት

መንነት ዘለልዩ ሰነዳትኩም ንኽምለሱልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም። ኣሃዛዊ ማለት ዲጂታል ሰነዳትን ዝተተምየኑ ሰነዳትን ኣይክልምለሱን እዮም።