ምዝዋር ብሽክለታ ኣብ ቤልጂዩም
ናብ ርሑቕ ክትከዱ ዘይትደልዩ እንተኾይንኩም፡ ብሽክለታ ምዝዋር ሕሱርን ቅልጡፍን ፍታሕ ናይ ጒዕዞ እዩ።
ኣበይ ብሽክለታ ክትዝውሩ ትኽእሉ፧
- ኩሉግዜ ኣብቲ ናይ ብሽክለታ መገዲ ምዝዋር የድልየኩም። ናይ ብሽክለታ መገዲ በቲ ተቛራራጺ ናይ ጽርግያ ምልክታት፡ ኣብቲ መገዲ ብዘሎ ቀይሕ ሕብሪ፡ ወይ በቲ ናይ ብሽክለታ ምልክት ክተለልይዎ ትኽእሉ።
- ናይ ብሽክለታ መገዲ ዘየለ እንተኾይኑ፡ ኩሉግዜ የማን ናይቲ ጎደና ሒዝኩም ክትዝውሩ ትኽእሉ።
- ኣብቲ ማርሻበዲ ብሽክለታ ክዝውሩ ዝፍቀደሎም ቆልዑ ጥራይ እዮም።
ድሕንነት
ብሽክለታ ኣብ ትዝውርሉ እዋን፡ ነዞም ዝስዕቡ ኣቓልቦ ሃብዎም፥
- ኣብ ጸልማይ ብሽክለታ ኣብ ትዝውርሉ ኩሉግዜ መብራህቲ ወልዑ።
- ቊራዕ ርእስን ተወላዒ ጅለን ተኸደኑ።
- ኣብ ትጥወይሉ እዋን ኩሉግዜ መኻይን ርኣዩ።
- ኣብ ትጥወይሉ እዋን፡ መጀመርታ ናብቲ ክትጥወይሉ ትደልዩ ዘለኹም ኣንፈት ኢድኩም ገይርኩም ኣመልክቱ።
- ብሽክለታ ትዝውሩ እንተኾይንኩም ዝኾነ ኣልኮላዊ መስተ ኣይትስተዩ።
- ኣብ ብሽክለታኹም ኮይንኩም ንምድዋል ወይ ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ንምስዳድ ተነቀሳቓሲት ተሌፎንኩም ኣይትጠቀሙ።
- ቆልዑ ኣብቲ መጽዓን ሻንጣ ክኾኑ ኣይፍቀድን'ዩ፡ ንሳቶም ኣብ ምስታ ብሽክለታ ዝተላገበ ፍሉይ መንበር ክኾኑ የድሊ።
Learn to ride a bike
Are you new to cycling? Follow the step-by-step plan in the videos and learn to cycle in a fun and safe way.
1 Learn to ride a bike
2 Traffic skills
Traffic rules
Can you cycle and do you cycle on the road? Then it is important that you know the rules. Following videos explain the traffic rules for cyclists.
3 Traffic rules
4 Your place on the road
5 Where you can and cannot cycle
6 Right of way rules
7 Intersection
8 Police officer
9 Crossing the street
10 Roundabout
11 Road narrowing
12 Special zones and traffic signs
13 Train and bus
14 Parking
15 Your bike is legally compliant
16 Be considerate of other road users